ዊኪፔዲያ tiwiki https://ti.wikipedia.org/wiki/%E1%88%98%E1%89%A0%E1%8C%88%E1%88%B2_%E1%8C%88%E1%8C%BD MediaWiki 1.39.0-wmf.22 first-letter ሜድያ ፍሉይ ምይይጥ ተጠቃሚ ምይይጥ ተጠቃሚ ዊኪፐድያ ምይይጥ ዊኪፐድያ ፋይል ምይይጥ ፋይል ሜድያዊኪ ምይይጥ ሜድያዊኪ ሞደል ምይይጥ ሞደል ሓገዝ ምይይጥ ሓገዝ መደብ ምይይጥ መደብ ማዕጾ ምይይጥ ማዕጾ TimedText TimedText talk ሞድዩል ምይይጥ ሞድዩል መሳርሒ ምይይጥ መሳርሒ መብርሂ መሳርሒ ምይይጥ መብርሂ መሳርሒ መጽሓፍ ቅዱስ 0 3067 23731 23692 2022-07-31T22:03:31Z የኑረነቢ ማህደር 8475 /* External links */el→መርበብ wikitext text/x-wiki {{stub}} [[File:Gutenberg_Bible.jpg|340px|thumb|[[ጉተንበርግ መጽሓፍ ቅዱስ]]: እታ ቀዳማይቲ ዝተሓትመት መጽሓፍ ቅዱስ]] [[ፋይል:Bible from 1300 (20).jpg|340px|thumb|መጽሓፍ ቅዱስ እብራይስጢ ካብ 1300. ዘፍጥረት.]] መጽሓፍ ቅዱስ ብእኩባት ቀንዲ ሃይማኖታዊ ጽሑፋት ናይ እምነት ኣይሁዳውያንን ክርስትናን ዝቖመ እዩ። ኣብ ታሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ እታ ቀዳመይቲ ዝበዝሐት ዝተሸጠት መጽሓፍ እያ። ትሕዝቶን መስርዕን መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝተፈላለየ ስለ ዝኾነ፥ ሓንቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ የላን። [[ታናኽ]] ([[እብራይስጢ]]፡ תַּנַ"ךְ, አደማምጻ {{IPA|[taˈnaχ]}} ወይ {{IPA|[təˈnax]}}; ካልእ አጸሓሕፋ "''ታናክ''")፥ መጽሓፍ ቅዱስ ናይቶም ቀንዲ ኣይሁዳውያን ኣብ 24 መጽሓፍቲ ይምቀል። ሳምራውያን ዝበሃሉ ውሑዳት ክፋል ኣይሁድ ግና 5 መጽሓፍቲ ጥራይ ኣለዎም። እተን 24 ጽሑፋት ኣይሁዳውያን ኣብ 39 መጽሓፍቲ ተመቒለን ንናይ ክርስትያን ብሉይ ኪዳን የቑማ። ቁጽሪ ምሉእ ጽሕፋት ናይ ክርስትና መጽሓፍ ቅዱስ፥ ካብ 66 መጽሓፍቲ ናይ ወንጌላውያን፥ ክሳዕ 81 መጽሓፍቲ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ይፈላለ። == መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ == መጽሓፍ ኣይሁድ ታናኽ፥ ኣብዘን ዝስዕባ ሰለስተ ክፋላት ይምቀል። (1) [[ቶራ]] ([[እብራይስጢ]]፡ תּוֹרָה፡ "''ሕጊ''") ሓሙሽተ መጽሓፍቲ ሕጊ ኮይኑ፥ መጀመርታ ታሪኽ እስራኤላውያንን ሕጎምን፥ ኪዳን ምስ ኣምላኽ እስራኤልን ይሕዝ። (2) [[ነቪይም]] ([[እብራይስጢ]]፡ נְבִיאִים፡ "''ነብያት''") ናይ ጥንቲ ታሪኽ እስራኤልን ይሁዳን ስራሕ ነብያትን ይሕዝ። (3) [[ከቱቪም]] ([[እብራይስጢ]]፡ כְּתוּבִים፡ "''ጽሑፋት''") ግጥምታትን ናይ ፍልጠት ጽሑፋትን፥ ከም በዓል መዝሙር ዳዊትን እዮብን ይሕዝ። == መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና == ናይ ሃይማኖት ክርስትና መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ክልተ ይምቀል። ቀዳማይ [[ብሉይ ኪዳን]] ኮይኑ 39 መጽሓፍቲ ናይ እብራይስጢ ጽሑፋት ይሕዝ፡ ካልኣይ ከኣ [[ሓድሽ ኪዳን]] ኮይኑ 27 መጽሓፍቲ ድማ ኣለዎ። ወንጌላት፥ እተን ቀዳሞት ኣርባዕተ መጽሓፍቲ ሓድሽ ኪዳን፥ ብዛዕባ ህይወት [[ክርስቶስ]] የዘንትዋ። ንሰን መሰረት እምነት ክርስትና እየን። ወላ'ኳ ጽሑፋት መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና 'ተሃለዋ፥ መስርዐን ዝተፈልየ አዩ። እቲ ናይ ኣይሁድ ጽሑፍ ብምምላስ ህዝቢ እስራኤል ናብ የሩሳሌምን ናብ ቤት መቕደስን ይውዳእ፥ መወዳእታ መጽሓፍ ብሉይ ኪዳን ክርስትና ግና ትንቢት ሚልክያስ እያ። ==== ታሪኻዊ ጽሑፍ ==== ካብቲ ኣብ ቀደም ዝተጻሕፈ እሞ ክሳዕ ሕጂ ጸኒሑ ዝተረኽበ ጽሑፋት መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና፥ ኣብ ራብዓይ ክፍለ ዘመን ብቛንቃ ግሪኽ ዝተጻሕፈ እዩ። ክሳዕ ሕጂ ዝጸንሐ ምሉእ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ ከኣ ብቛንቃ ግሪኽ ዝተቶርጎመ ካብ ራብዓይ ክፍለ ዘመን ኣትሒዙ ዝጸንሐ እዩ። ዝነውሐ ዝጸንሐ ምሉእ ጽሑፍ: ክፋል ናይቲ ቀንዲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ ተባሂሉ ዝሕሰብ፥ ማለት ልክዕ ናይ መጀመርታ ቃላት ዝሓዘ፥ ክሳዕ ፍርቂ ክፍለ ዘመን ይግምገም። ==== ምምስራት ቀኖና ክርስትና ==== ድሕሪ ምምስራት ሃይማኖት ክርስትና ብቀዳማይ ክፍለ ዘመን፥ ኣብተን ቀዳሞት ሰለስተ ክፍለ ዘመናት፥ ሽማግለታት ኣብያተ ክርስትያናት ናይ ወንጌል ጽሑፋትን መልእኽትታት ሃዋርያትን ኣኪቦም ነዚ ሕጂ ሓድሽ ኪዳን ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ክርስትና ኣቖሙ። ብኸምዚ ዝተገልጸ መሰረት ብሉይ ኪዳንን ሓድሽ ኪዳንን ብሓደ ሓቢሩ መጽሓፍ ቅዱስ ይበሃል። ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ክርስትያናዊ ሃይማኖታት ኣይኖት ጽሑፋት ከም ቀንዲ ቅዱሳት ጽሑፋት ተቐጺረን ኣብ ብሉይ ኪዳን ክጽምበራ ከም ዘለወን ክርክር ኣሎ። ወንገላውያን ነቲ ናይ እብራይስጢ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ከም ቀንዲ ([[ቀኖና]]) ይቕበልዎ። ሮማዊት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያንን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያንን ግና መጽሓፍቲ ካልኣይ-ቀኖና ብሉይ ኪዳን ከምኡ'ውን እኩባት መጽሓፍቲ ኣይሁድን ከም ቀንዲ ጽሑፋት ይቕበልወን። ንሓድሽ ኪዳን ዘቑማ መጽሓፍቲ እዘን ዝስዕባ እየን፤ ኣርባዕተ ወንጌላት፡ [[ግብሪ ሃዋርያት]]፡ መልእኽትታት ከምኡ'ውን [[ትንቢት የውሃንስ]] እየን። ==መርበብ== * [http://bible.geezexperience.com/tigrigna/ መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ] * [https://www.jw.org/ti/እዋናዊ/መጽሓፍ-ቅዱስ/nwt/መጻሕፍቲ/ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ] * [https://www.jw.org/ti/እዋናዊ/መጻሕፍቲ/መጽናዕቲ-መጽሓፍ-ቅዱስ/መጽሓፍ-ቅዱስ-እንታይ-እዩ/ መጽሓፍ ቅዱስ—ኣምላኽ ዝሃበና መጽሓፍ] [[Category:መጽሓፍ ቅዱስ|መጽሓፍ ቅዱስ]] [[Category:ክርስትና|ክርስትና]] [[Category:ቅዱሳት ጽሑፋት|ቅዱሳት ጽሑፋት]] bunmmf1zuucp96cy9bqloqpjyr8326m ዮሃን ሰባስትያን ባኽ 0 5800 23734 23097 2022-07-31T22:27:26Z የኑረነቢ ማህደር 8475 /* መወከሲታት */references wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Johann_Sebastian_Bach.png|thumb|ዮሃን ሰባስትያን ባኽ, 1746[[ፋይል:Johann_Sebastian_Bach_signature.svg|center|frameless|Bachs Unterschrift]]]] [[ፋይል:Bachsiegel.svg|thumb|"JSB"]] '''ዮሃን ሰባስትያን ባኽ''' (21 መጋቢት 1685 - 28 ሓምለ 1750) ጀርመናዊ ኣዳላዊ ባሮክ እዩ ነይሩ ። ሓደ ኻብቶም ኣብ ታሪኽ ምዕራባውያን ብሉጻት ሙዚቀኛታት ጌርካ እዩ ዚርአ ። ባኽ ንኸም ሞዛርት ቢቶቨን ብራምዝ ዝኣመሰሉ ሙዚቀኛታት ጸልይዎም ኢዩ ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበረ ሙዚቃ ድማ ብሉጽ ከም ዝኸውን ገበሮ ። ባኽ ሓደ ኻብቶም ኣብ ታሪኽ ምዕራባውያን ኣዝዮም ኣገደስቲ ስነ-ጥበባውያን እዩ ሙዚቃኡ ኸኣ ኣብ መላእ ዓለም እዩ ዚርአ።<ref>https://www.biography.com/musician/johann-sebastian-bach</ref><ref>http://www.baroquemusic.org/biojsbach.html</ref><ref>https://www.oxfordmusiconline.com/grovemusic/view/10.1093/gmo/9781561592630.001.0001/omo-9781561592630-e-6002278195</ref> ==መወከሲታት== <references /> [[መደብ:ጀርመን]] 05n1wxujrd0mw5jijng45eobflsis9s ተጠቃሚ:የኑረነቢ ማህደር 2 6017 23732 2022-07-31T22:09:04Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Serako - Tselemti - Tigray 6.jpg|thumb|333px]] eg4koh40luuv1tlco7wyyr684el3t3x ምይይጥ ተጠቃሚ:የኑረነቢ ማህደር 3 6018 23733 2022-07-31T22:12:05Z የኑረነቢ ማህደር 8475 ፋይል wikitext text/x-wiki [[ፋይል:May Anbesa - Tselemti - Tigray 2.jpg|thumb|333px]] n9jee6ayrmkn5286kac5gjqicd63wpt