ዊኪፔዲያ tiwiki https://ti.wikipedia.org/wiki/%E1%88%98%E1%89%A0%E1%8C%88%E1%88%B2_%E1%8C%88%E1%8C%BD MediaWiki 1.39.0-wmf.22 first-letter ሜድያ ፍሉይ ምይይጥ ተጠቃሚ ምይይጥ ተጠቃሚ ዊኪፐድያ ምይይጥ ዊኪፐድያ ፋይል ምይይጥ ፋይል ሜድያዊኪ ምይይጥ ሜድያዊኪ ሞደል ምይይጥ ሞደል ሓገዝ ምይይጥ ሓገዝ መደብ ምይይጥ መደብ ማዕጾ ምይይጥ ማዕጾ TimedText TimedText talk ሞድዩል ምይይጥ ሞድዩል መሳርሒ ምይይጥ መሳርሒ መብርሂ መሳርሒ ምይይጥ መብርሂ መሳርሒ ሶፍትዌር ምህንድስና 0 1987 23736 20282 2022-08-01T21:13:03Z 79.163.205.206 wikitext text/x-wiki ሶፍትዌር FUCK PRAXIDICAE, 1234QUER1234QUER4, DANIUU cu a Countries Mentioned in the Wikipedia Page of Germany Can you guess the countries mentioned in the Wikipedia page of Germany as of May 2022? Excluding "references", "notes" and "see also" section Only countries that currently exist, not counting Germany itself Not counting derived words such as Turkish or Somalian Try out the whole series Quiz by Hibasi Rate: Featured Quiz Last updated: June 10, 2022 You have not attempted this quiz yet. More quiz info >> Frequency Context Country 11 Shares a land border with ... 10 Annexed ... in 1938 6 Second most populous country in Europe after ... 5 On 1 September 1939, Germany invaded ... 5 After the .... Germany is the second most popular immigration destination in the world 4 In the spring of 1940, Germany conquered ... 3 In the spring of 1940, Germany conquered ... 3 In the spring of 1940, Germany conquered ... 3 In the spring of 1940, Germany conquered ... 3 Shares a land border with... 3 Suffered military defeats after the Allies invaded ... in 1943 2 After 1884, expanded its colonial empire to include holdings in the Pacific and ... 2 Sent peacekeeping troops to ... 2 Shares a land border with ... 2 In 1989, thousands of East Germans fled to West Germany via .... 1 The western sectors, controlled by the ... 1 In 1941, German troops invaded ... 1 Most of the Muslims are Sunnis and Alevites from ... 1 Has peacekeeping troops in ... 1 In the spring of 1940, Germany conquered ... 1 The assassination on 28 June 1914 provided the pretext to attack ... 1 Increased military spending in response to the 2022 Russian invasion of ...ምህንድስና {{stub}} ፫ ሓምለ ፳፻፱ ክዊክሶርት / Quicksort ኣብ ስነ-ኮምፒተር እቲ ክዊክሶርት ኣገባብ ሓደ ካብቶም ዝቀልጠፉ ኣገባባት እዩ ሓደ ዓውዲ (Array) ንምስራዕ። እቲ ዓውዲ ዘይስሩዕ ቁጽሪታት ወይ ከኣ ካልእ ትሕዝቶ ክህልዎ ይኽእል። መፍትሒ ናይ ክዊክሶርት እቲ ክልሰ-ሓሳብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ (= divide and conquer) እዩ። ቅድም ነቲ ዓቢ ሽግር ኣብ ንኣሽቱ ሽግራት ትመቅሎ፣ ድሓር ነቶም ንኣሽቱ ሽግራት ንምፍታሕ ይቀልል እዩ። ሽዑ ስጉም ብስጉም ነቲ ዓቢ ሽግር ትፈትሖ ማለት እዩ። ስለዚ ከኣ እዚ ኣገባብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ ይበሃል፥ ሓደ ባእታ ካብቲ ዓውዲ ትወስድ (ኣየናይ ባእታ ከምትወስድ ኣገዳሲ ኣይኮነን) ነቲ ዓውዲ ምእንቲ ኣብ መኣከሉ ክትመቅሎ። ድሓር ነቶም ካልኦት ካብቲ ቀንዲ ባእታ ዝንእሱ ባእታታት ኣብ ጸጋም ትገብሮም፣ ነቶም ካልኦት ካብቲ ቀንዲ ባእታ ዝዓበዩ ባእታታት ኣብ የማን ትገብሮም። ድሓር ልክዕ ነዚ ዕማም ትደግሞ፣ ነቲ ሓድሽ ዝወጸ ክፋል ናይቲ ዓውዲ ትመቅሎ፣ ሽዑ ነቲ ሓድሽ ክፋል ትሰርዖ። ድሓር ሙሉእ ዓውዲ ምስ ሰርዓኻ፡ እቶም ባእታታት ኣብቲ ዓውዲ (ትሕዝቶ ዓውዲ) ኩሎም ተሰሪዖም ኣለው። እዚ’ቲ ቀንዲ ሽጣራ ናይቲ ክዊክሶርት ኣገባብ እዩ። ነቲ ክልሰ-ሓሳብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ ኣብ ብዙሕ ዝተፋላለዩ ነገራት ኣብ ውሽጢ ሶፍትዌር ወይ ስነ-ኮምፒተር ይጥቀምሉ እዩ። ኣብ ውሽጢ’ቲ ፕሮግራም ወይ ኮውድ ሕሳባዊ ፍልጠት ከኣ ክህልወካ ኣለዎ። ስነ-ሎምፒተር ብዘይ ሕሳብ ሙት እዩ። መብርሂ ናይ ክዊክሶርት፥ [[File:quicksort.jpg|center|700px|]] እቲ ዝስዕብ ኣገባብ (= function) ነቲ ቀንዲ ባእታ ይደሊ፣ ነቲ ዓውዲ (files[ ]) ከኣ ይመቅሎ፥ ቀንዲ ባእታ = Pivot [[File:quicksort2.jpg|center|700px|]] [[File:quicksort3.jpg|center|700px|]] b5ku4hpfepkkccf0sq1zaxk5mg5ep42 23738 23736 2022-08-01T21:13:21Z Praxidicae 5594 Reverted edits by [[Special:Contributions/79.163.205.206|79.163.205.206]] ([[User talk:79.163.205.206|talk]]) to last revision by [[User:Weather Top Wizard|Weather Top Wizard]] wikitext text/x-wiki ሶፍትዌር ምህንድስና {{stub}} ፫ ሓምለ ፳፻፱ ክዊክሶርት / Quicksort ኣብ ስነ-ኮምፒተር እቲ ክዊክሶርት ኣገባብ ሓደ ካብቶም ዝቀልጠፉ ኣገባባት እዩ ሓደ ዓውዲ (Array) ንምስራዕ። እቲ ዓውዲ ዘይስሩዕ ቁጽሪታት ወይ ከኣ ካልእ ትሕዝቶ ክህልዎ ይኽእል። መፍትሒ ናይ ክዊክሶርት እቲ ክልሰ-ሓሳብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ (= divide and conquer) እዩ። ቅድም ነቲ ዓቢ ሽግር ኣብ ንኣሽቱ ሽግራት ትመቅሎ፣ ድሓር ነቶም ንኣሽቱ ሽግራት ንምፍታሕ ይቀልል እዩ። ሽዑ ስጉም ብስጉም ነቲ ዓቢ ሽግር ትፈትሖ ማለት እዩ። ስለዚ ከኣ እዚ ኣገባብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ ይበሃል፥ ሓደ ባእታ ካብቲ ዓውዲ ትወስድ (ኣየናይ ባእታ ከምትወስድ ኣገዳሲ ኣይኮነን) ነቲ ዓውዲ ምእንቲ ኣብ መኣከሉ ክትመቅሎ። ድሓር ነቶም ካልኦት ካብቲ ቀንዲ ባእታ ዝንእሱ ባእታታት ኣብ ጸጋም ትገብሮም፣ ነቶም ካልኦት ካብቲ ቀንዲ ባእታ ዝዓበዩ ባእታታት ኣብ የማን ትገብሮም። ድሓር ልክዕ ነዚ ዕማም ትደግሞ፣ ነቲ ሓድሽ ዝወጸ ክፋል ናይቲ ዓውዲ ትመቅሎ፣ ሽዑ ነቲ ሓድሽ ክፋል ትሰርዖ። ድሓር ሙሉእ ዓውዲ ምስ ሰርዓኻ፡ እቶም ባእታታት ኣብቲ ዓውዲ (ትሕዝቶ ዓውዲ) ኩሎም ተሰሪዖም ኣለው። እዚ’ቲ ቀንዲ ሽጣራ ናይቲ ክዊክሶርት ኣገባብ እዩ። ነቲ ክልሰ-ሓሳብ „መቀለ ድሓር ሰፈነ“ ኣብ ብዙሕ ዝተፋላለዩ ነገራት ኣብ ውሽጢ ሶፍትዌር ወይ ስነ-ኮምፒተር ይጥቀምሉ እዩ። ኣብ ውሽጢ’ቲ ፕሮግራም ወይ ኮውድ ሕሳባዊ ፍልጠት ከኣ ክህልወካ ኣለዎ። ስነ-ሎምፒተር ብዘይ ሕሳብ ሙት እዩ። መብርሂ ናይ ክዊክሶርት፥ [[File:quicksort.jpg|center|700px|]] እቲ ዝስዕብ ኣገባብ (= function) ነቲ ቀንዲ ባእታ ይደሊ፣ ነቲ ዓውዲ (files[ ]) ከኣ ይመቅሎ፥ ቀንዲ ባእታ = Pivot [[File:quicksort2.jpg|center|700px|]] [[File:quicksort3.jpg|center|700px|]] p39i77g02ed1n1qgrfjqrmvl8vh20ez ኣልማናክ 0 2938 23735 22701 2022-08-01T21:12:55Z 79.163.205.206 wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Calendarium cracoviense.jpg|thumb|right|260px|<span style="color:grey;">ኣልማናክ</span>]] '''FUCK PRAXIDICAE, 1234QUER1234QUER4, DANIUU cu a Countries Mentioned in the Wikipedia Page of Germany Can you guess the countries mentioned in the Wikipedia page of Germany as of May 2022? Excluding "references", "notes" and "see also" section Only countries that currently exist, not counting Germany itself Not counting derived words such as Turkish or Somalian Try out the whole series Quiz by Hibasi Rate: Featured Quiz Last updated: June 10, 2022 You have not attempted this quiz yet. More quiz info >> Frequency Context Country 11 Shares a land border with ... 10 Annexed ... in 1938 6 Second most populous country in Europe after ... 5 On 1 September 1939, Germany invaded ... 5 After the .... Germany is the second most popular immigration destination in the world 4 In the spring of 1940, Germany conquered ... 3 In the spring of 1940, Germany conquered ... 3 In the spring of 1940, Germany conquered ... 3 In the spring of 1940, Germany conquered ... 3 Shares a land border with... 3 Suffered military defeats after the Allies invaded ... in 1943 2 After 1884, expanded its colonial empire to include holdings in the Pacific and ... 2 Sent peacekeeping troops to ... 2 Shares a land border with ... 2 In 1989, thousands of East Germans fled to West Germany via .... 1 The western sectors, controlled by the ... 1 In 1941, German troops invaded ... 1 Most of the Muslims are Sunnis and Alevites from ... 1 Has peacekeeping troops in ... 1 In the spring of 1940, Germany conquered ... 1 The assassination on 28 June 1914 provided the pretext to attack ... 1 Increased military spending in response to the 2022 Russian invasion of ...ኣልማናክ'''፣ ሓፈሻዊ ጸብጻብን ሓበሬታን ዝሓዘ ከም ዓውደ-ኣዋርሕን ምዓልታዊ መዝገብ ብኣታታትን ዘገልግል ኣብ ሓደ ዓመት ናይ ዝርከባ ነፍሲ ወከፍ ምዓልታት ጸብጻብ ዝሓዘ መጽሓፍ። rvql1b76hxr15tmo26ma0ac0nqtqt53 23737 23735 2022-08-01T21:13:04Z Praxidicae 5594 Reverted edits by [[Special:Contributions/79.163.205.206|79.163.205.206]] ([[User talk:79.163.205.206|talk]]) to last revision by [[User:Minorax|Minorax]] wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Calendarium cracoviense.jpg|thumb|right|260px|<span style="color:grey;">ኣልማናክ</span>]] '''ኣልማናክ'''፣ ሓፈሻዊ ጸብጻብን ሓበሬታን ዝሓዘ ከም ዓውደ-ኣዋርሕን ምዓልታዊ መዝገብ ብኣታታትን ዘገልግል ኣብ ሓደ ዓመት ናይ ዝርከባ ነፍሲ ወከፍ ምዓልታት ጸብጻብ ዝሓዘ መጽሓፍ። h8p0wxiva6pj83vva15limwa23yssrr ዮሃን ሰባስትያን ባኽ 0 5800 23740 23734 2022-08-02T09:29:23Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ:ሙዚቃ wikitext text/x-wiki [[ፋይል:Johann_Sebastian_Bach.png|thumb|ዮሃን ሰባስትያን ባኽ, 1746[[ፋይል:Johann_Sebastian_Bach_signature.svg|center|frameless|Bachs Unterschrift]]]] [[ፋይል:Bachsiegel.svg|thumb|"JSB"]] '''ዮሃን ሰባስትያን ባኽ''' (21 መጋቢት 1685 - 28 ሓምለ 1750) ጀርመናዊ ኣዳላዊ ባሮክ እዩ ነይሩ ። ሓደ ኻብቶም ኣብ ታሪኽ ምዕራባውያን ብሉጻት ሙዚቀኛታት ጌርካ እዩ ዚርአ ። ባኽ ንኸም ሞዛርት ቢቶቨን ብራምዝ ዝኣመሰሉ ሙዚቀኛታት ጸልይዎም ኢዩ ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበረ ሙዚቃ ድማ ብሉጽ ከም ዝኸውን ገበሮ ። ባኽ ሓደ ኻብቶም ኣብ ታሪኽ ምዕራባውያን ኣዝዮም ኣገደስቲ ስነ-ጥበባውያን እዩ ሙዚቃኡ ኸኣ ኣብ መላእ ዓለም እዩ ዚርአ።<ref>https://www.biography.com/musician/johann-sebastian-bach</ref><ref>http://www.baroquemusic.org/biojsbach.html</ref><ref>https://www.oxfordmusiconline.com/grovemusic/view/10.1093/gmo/9781561592630.001.0001/omo-9781561592630-e-6002278195</ref> ==መወከሲታት== <references /> [[መደብ:ጀርመን]] [[መደብ:ሙዚቃ]] bkikd0v0mv1tp11d1780bnm20ghyd5g መደብ:ሙዚቃ 14 6019 23739 2022-08-02T09:28:28Z የኑረነቢ ማህደር 8475 መደብ:ሙዚቃ wikitext text/x-wiki {{Commonscat|Music}} 1khogzjuzehs3v7r3njcalo633zqgcr