ዊኪፔዲያ
tiwiki
https://ti.wikipedia.org/wiki/%E1%88%98%E1%89%A0%E1%8C%88%E1%88%B2_%E1%8C%88%E1%8C%BD
MediaWiki 1.39.0-wmf.23
first-letter
ሜድያ
ፍሉይ
ምይይጥ
ተጠቃሚ
ምይይጥ ተጠቃሚ
ዊኪፐድያ
ምይይጥ ዊኪፐድያ
ፋይል
ምይይጥ ፋይል
ሜድያዊኪ
ምይይጥ ሜድያዊኪ
ሞደል
ምይይጥ ሞደል
ሓገዝ
ምይይጥ ሓገዝ
መደብ
ምይይጥ መደብ
ማዕጾ
ምይይጥ ማዕጾ
TimedText
TimedText talk
ሞድዩል
ምይይጥ ሞድዩል
መሳርሒ
ምይይጥ መሳርሒ
መብርሂ መሳርሒ
ምይይጥ መብርሂ መሳርሒ
ገለ መግለጽታት ቃላት
0
1956
23857
23817
2022-08-09T13:38:23Z
የኑረነቢ ማህደር
8475
wikitext
text/x-wiki
'''ገለ መግለጽታት ቃላት''':
ካልኣይ ቋንቋ - እቲ/እቶም ድሕሪ ቀዳማይ ቋንቋ ዚውሃብ/ቡ ቋንቋ/ታት ኢዩ/ዮም። ኣብ መንጎ ቀዳማይን ካልኣይን ቋንቋ ዘሎ ዶብ ንምፍላይ ኵሉግዜ ቀሊል ኣይኰነን። ገና ብቘልዓኡ ተወሳኺ ቋንቋ ንዝተማህረ ቈልዓ ብዚምልከት፡ እቲ ቘልዓ ክልተ ቀዳሞት ቋንቋታት ኣሎዎ ኪብሃል ይክኣል።
ቀዳማይ ቋንቋ - እቲ/እቶም መጀመርታ እቲ ቘልዓ ዚምሃሮ/ም ቋንቋ/ ታት ኢዩ/ዮም።
[[ቋንቋ ሃገር]] - እዚ ኣምር’ዚ፡ ምስ’ቲ ብ1977 ኪትኣታተው ዝጀመረ ጽገና ቋንቋ-ሃገር ዝተባህለ ተተሓሒዙ ዝቘመ’ዩ። "ትምህርቲ ቋንቋ-ሃገር" ሕጂ "ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ" ተባሂሉ ይጽዋዕ ኣሎ። ሓደ ካብ ወለዲ ወይ መጕ ዚት፡ ቋንቋ-ኣደኦም ዘይሽወደን ምስ ዚኸውን፣ እሞ መዓልታዊ ምስ ውላ ዶም በቲ ቛንቋ’ቲ ዚዛረቡ ምስ ዚዀኑ፣ ቈልዑ ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ ኪወስዱ መሰል ኣሎዎም።
[[ቋንቋ ብዙሕ|ቋንቋ ብዙሓን]] - እቲ ዝዓበየን ዓብላልን ቋንቋ ናይ’ታ ሃገር። ኣብ ሽወ ደን ቋንቋ ሽወደን’ዩ ቋንቋ-ብዙሓን።
[[ቋንቋ ውሑድ|ቋንቋ ውሑዳን]] - እቶም ብገለ ክፋላት ናይ’ቲ ህዝቢ ዚዝረቡ ቋንቋታት። ኣብ ሽወደን ሓሙሽተ ወግዓውያን ቋንቋታት-ውሑዳን ውሽጢ-ሃገር ኣለዉ፡- ፊንላንዳዊ፡ ዪዲሽ፡ መአንኬሊ፡ ሮማኒ ቺብ፡ ሳሚ። ካልኦት፡ ሓደስቲ እታው ዚዛረቡሎም፡ ኣዝዮም ብዙሓት ቋንቋታት-ውሑዳን፡ ከም ዓረብ፡ ዳንማርክ፡ ኩርድ፡ ፐርስያዊ፡ ቱርኪ፡ ሶማል ዝኣመሰሉ ድማ'ለዉ።
[[ቋንቋ ኣደ ]]- ሰፊሕ ኣምር ኰይኑ፣ ኣውራ ግን እቲ/ቶም ኣብ ቤት ዚጽ ናዕ/ንዑ ቀዳማይ/ሞት ቋንቋ/ታት ማለት’ዩ።
[[ድርብ ቋንቋነት]] - ንኽልተ ወይ ዝያዳ ቋንቋታት፡ ብድምር ንምግላጽ እንጥቀመሉ’ዩ።
[[መደብ:ቋንቋ]]
sp0t4z6fluqn5qkdxegvcynj3x8eqnv
ሓሙሻይ ጕባኤ ቴማ ቋንቋ ኣደ
0
1960
23856
23494
2022-08-09T13:36:53Z
የኑረነቢ ማህደር
8475
መደብ
wikitext
text/x-wiki
{{delete|This article is about a conference and is copied from a blog. ዓንቀጽ ብዛዕባ ዋዕላ}}
'''ሓሙሻይ ጕባኤ ቴማ ቋንቋ ኣደ''':
ሓሙሻይ ኣኼባ መርበብ ቋንቋ ኣደ ካብ ዕለት 28-30 ነሓሰ ኣብ ኣቢስኮ ተኻዪዱ። ኣቢስኮ ኣብቲ ሰሜናዊ ጫፍ [[ሽወደን]] ትርከብ። ኣብዚ እቶም ሳመ ዚብሃሉ፡ ሰበኽ ሳግም ሽወደና ውያን ይነብሩ። እዚ ኣኼባ'ዚ ካብ ምሉእ ሽወደን ዝመጹ መምህራን ቋንቋ ኣደን ሓለፍቶምን 80 ዚዀኑ ተኻፈልቲ ነይሮምዎ። ብዝሒ መርበብ ቋንቋ ኣደ ክሳዕ ሕጂ 30 በጺሑ ኣሎ። ንኺበዝሕ መደብ ኣሎ።
ኣብ'ዚ ናይ ሰለስተ መዓልታት ኣኼባ'ዚ፡ ምልውዋጥ ዝተዋህለለ ተኽእሎታት ተኻዪዱ። ሓለፍቲ መርበባት ዝገበሩዎ ሓደስቲ ምዕባለታት ኣርእዮም። ኣብ ርእሲ'ዚ ብዛዕባ ዘሎ ኵነታትት [[ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ]] ኣብ ኵሉ ደረጃታት፡ ካብ መዋእለ ሕጻናት ጀሚርካን መምህራን ቋንቋ ኣደን ተዘትዩ።
ወከልቲ ሃገራዊ ምምዕባል ትምህርቲ ማይ በየርን ማትስ ቨነርሆልምን ብዛዕባ እዚ መርበብ ቋንቋ ኣደ በጺሑዎ ዘሎን፡ ዚህቦ ጥቕምን ብዙሓት በጻሕቲ ከም ዘሎዉዎን ብዛዕባ እቲ ተሓሲቡ ዘሎ ባጀታዊ ምምሕያሻትን ኣብ ምንታይ ኪውዕል ከምዚዀነን ሓቢሮም። ሓደ ካብኡ፡ መምህራን ቋንቋ ኣደ፡ ፍልጠቶም ሓፍ ንኼብሉን ብቛንቋ ኣደ ዝዀነ ዓይነት ትምህርቲ ኪምህሩ ኪኽእሉን ዝተፈላለየ ኮርስታት ኪወሃቦም ኢዩ።
ብተወሳኺ፡ ተኻፈቲ፡ ብዛዕባ [[ላፕላንድ]]ን (ሰሜናዊ ወገን ሽወደን) መነባብሮ ኣብኡ ዚነብሩ፡ ሳመ ዚብሃሉ ህዝብን ሓበሬታ ተዋሂቦም። እዞም ህዝቢ እዚኦም ብምጕሳይ ሸውዓተ ቀርኑ ዚነብሩ ሰበኽ ሳግም ኢዮም።
እቲ ኣኼባ ዕዉት ነይሩ። ትካል ሃገራዊ ምምዕባል ትምህርቲ፡ ኣብ ምምዕባል ፍልጠት ተመሃሮን መምህራንን ዚውዕል ካብ መንግስቲ ብዙሕ ገንዘብ ተሰሊዑሉ ኣሎ። በቲ ዚግባእ ኪጥቀሙሉ ምዃኖም ድማ ሓቢሮም። መምህራን ቋንቋ ኣደ፡ ነዚ ዚመጽእ ዘሎ ዕድላት ኪከታተሉዎን ኪጥቀሙሉን ዓቢ ትጽቢት ይግበረሎም።
[[መርበብ ቋንቋ ኣደ]] [[ትግርኛ]] ኣብ'ዚ ኣኼባ'ዚ ዚካፈል ዘሎ ንራብዓይ ግዚኡ ኢዩ።
ስእላዊ መግለጺ ገለ ካብ'ቲ ዝነበረ ንጥፈታት፡-
[[መደብ:ቋንቋ]]
adf7rjpjdrj4wci2aslkp22vaifb03v
መለንዛና
0
2932
23858
22724
2022-08-09T13:39:19Z
የኑረነቢ ማህደር
8475
መደብ
wikitext
text/x-wiki
[[ፋይል:Patlıcan 2.JPG|thumb|right|260px|መለንዛና]]
'''መለንዛና'''፣ ትሮፒካዊ ተኽሊ ከም ሓምሊ ንመግቢ ዝውዕል።
[[መደብ:ተኽሊ]]
awlegktn0bxjlaev82eng50isrb3j87
ፐዮኒ
0
2933
23863
22723
2022-08-09T13:41:14Z
የኑረነቢ ማህደር
8475
መደብ
wikitext
text/x-wiki
[[ፋይል:Paeonia rockii.jpg|thumb|right|260px|ፐዮኒ]]
'''ፐዮኒ'''፣ ካብ ጃንዳ ፓዮኒያ ዝኾነ ቀይሕ ዝዕንባብኡ ተኽሊ።
[[መደብ:ተኽሊ]]
3jsde8qo3lxjshl7qt0z205rhhcvt9w
ኣቮካዶ
0
2935
23860
22722
2022-08-09T13:40:13Z
የኑረነቢ ማህደር
8475
መደብ
wikitext
text/x-wiki
[[ፋይል:Avocado.jpeg|thumb|right|260px|ኣቮካዶ]]
'''ኣቮካዶ'''፣ ትሮዊካዊ ገረብ ጃንዳ ናይ ትሮፒካ ኣመሪካና።
[[መደብ:ተኽሊ]]
cjln8s9kv58g4h3o23d0o2f3kolgkjh
ኪዊ
0
2936
23861
22697
2022-08-09T13:40:28Z
የኑረነቢ ማህደር
8475
መደብ
wikitext
text/x-wiki
[[ፋይል:Kiwi (Actinidia chinensis) 1 Luc Viatour.jpg|thumb|right|260px|ኪዊ]]
'''ኪዊ'''፣ ናይ ኣክቲኒዲያ ቺነንሲስ ጃንዳ ዝኾነ ዓይነት ፍረ።
[[መደብ:ተኽሊ]]
lhu5cneme98dyhykoww9i5bf4k7wf2k
ካሮቲ
0
2949
23862
22716
2022-08-09T13:40:56Z
የኑረነቢ ማህደር
8475
መደብ
wikitext
text/x-wiki
[[ፋይል:Carrot.jpg|thumb|right|260px|ካሮቲ]]
[[ፋይል:Daucus carota subsp. maximus MHNT.BOT.2007.40.407.jpg|thumb|''Daucus carota subsp. maximus'']]
'''ካሮቲ'''
[[መደብ:ተኽሊ]]
d2norta990b1h8nad8lune0hjzsfq19
ቱሊፕ
0
2956
23859
22705
2022-08-09T13:39:42Z
የኑረነቢ ማህደር
8475
መደብ
wikitext
text/x-wiki
[[ፋይል:Tulipa suaveolens floriade to Canberra.jpg|thumb|right|260px|ቀይሕ ቱሊፕ]]
[[ፋይል:Tulip bulb close.jpg|thumb|right|260px|ሽጉርቲ ቱሊፕ]]
[[ፋይል:Tulpen2010.jpg|thumb|left|260px|ናይ ቱሊፕ ቫዞ]]
'''ቱሊፕ'''፣ ምስ ጃንዳ ቱሊፕ ዚምደብ ሽጉርቲ ዝመስል ሱር ዘለዎ ዓንባቢ ተኽሊ።
[[መደብ:ተኽሊ]]
96ne970u79m6rmwchm8c2k1vaqsn5dd
ናቕፋ (ባጤራ)
0
4642
23855
23769
2022-08-09T13:35:27Z
የኑረነቢ ማህደር
8475
መደብ
wikitext
text/x-wiki
{{stub}}
[[ፋይል:2006 Eritrea five nakfa tree.JPG|alt=|300x300px]]
| ስም [[ባጤራ]] ፡ [[ናቕፋ (ባጤራ)]]
| ስም ሃገር ፡ [[ኤርትራ]]
'''ናቕፋ፣''' [[ባጤራ]] ናይ [[ኤርትራ]] እዩ። ሓደ ናቕፋ፣ ሚእቲ ሳንቲም እያ።
ናቕፋ ኣብ ክልተ ይምቀል። ናይ ወረቐት ገንዘብን፣ ናይ ሓጺን ገንዘብን። ናይ ወረቀት ገንዘብ 1,5,10,20,50ን 100ን እየን። ናይ ሳንቲም ድማ፣ 1,5,10,25ን 50ን 100ን እየን።
ብዕለት 08.11.1997 ናቅፋ ወግዓዊ ባጤራ ኤርትራ ኮይኑ።
ዓለም-ለኻዊ ኮድ ISO code: ERN እዩ
== ስእሊ ናይ ባጤራ ==

[[መደብ:ኤርትራ]]
0sls093kj9ke422fjzeub91o46zrxlp
ቦሊቭያ
0
5178
23864
23753
2022-08-09T19:47:22Z
የኑረነቢ ማህደር
8475
መደብ
wikitext
text/x-wiki
'''ቦሊቭያ''', ኣሎ እቲ ሃገር ኣመልከተ ብ ምዕራባዊ ማእከላይ [[ደቡብ አሜሪካ]]. እቲ ቅዋማዊ ዓቢ ኣሎ [[ሱቹር]], እናበለ እቲ ሰድያ ናይ መንግስቲ ድማ ቀረበሉ ዓቢ ኣሎ [[ረፐዙ]].
[[ፋይል:Flag of Bolivia.svg|thumb|ቦሊቭያ]]
[[መደብ:ቦሊቭያ]]
[[መደብ:ሃገራት ደቡብ ኣመሪካ]]
722b0u6spqkm8g9u9vj9bi3t0xmsnvs
ፈረንሣይ
0
6023
23854
2022-08-09T13:21:03Z
የኑረነቢ ማህደር
8475
rd→ፈረንሳ
wikitext
text/x-wiki
#REDIRECT [[ፈረንሳ]]
3w0plisk9lmvewdafmqshlpn511t3o6