ዊኪፔዲያ
tiwiki
https://ti.wikipedia.org/wiki/%E1%88%98%E1%89%A0%E1%8C%88%E1%88%B2_%E1%8C%88%E1%8C%BD
MediaWiki 1.47.0-wmf.9
first-letter
ሜድያ
ፍሉይ
ምይይጥ
ተጠቃሚ
ምይይጥ ተጠቃሚ
ዊኪፐድያ
ምይይጥ ዊኪፐድያ
ፋይል
ምይይጥ ፋይል
ሜድያዊኪ
ምይይጥ ሜድያዊኪ
ሞደል
ምይይጥ ሞደል
ሓገዝ
ምይይጥ ሓገዝ
መደብ
ምይይጥ መደብ
ማዕጾ
ምይይጥ ማዕጾ
TimedText
TimedText talk
ሞድዩል
ምይይጥ ሞድዩል
Event
Event talk
ቻይና
0
4814
25989
25285
2026-07-03T17:25:01Z
HyBoxwood
11565
[[w:zh:Template_talk:中华人民共和国国徽#編輯請求_2026-04-17_将svg替换为File:中華人民共和國國徽.svg]]
25989
wikitext
text/x-wiki
{| align="right" border="1" cellpadding="4" cellspacing="0" style="margin: 0.5em 0 1em 1em; background: #ffffff; border: 1px #aaaaaa solid; border-collapse: collapse; font-size: 95%;" width="300"
|+ሪፓብሊክ ቻይና

'''中华人民共和国'''
| colspan="2" align="center" style="background:#ffffff;" |
{| border="0" cellpadding="2" cellspacing="0"
| align="center" width="148" |[[File:Flag_of_the_People's_Republic_of_China.svg|125x125px]]
| align="center" width="148" |[[File:中華人民共和國國徽.svg|136x136px]]

| align="center" width="148" |([[ባንዴራ]])
| align="center" width="148" |([[ኣርማ]])

| colspan="2" align="center" style="background: #ffffff;" |ሓበሬታ

|[[ቋንቋ ሃገር]]
|[[ቻይንኛ|ቻይነኛ]]

|[[ርእሲ ከተማ]]
|[[ሆንግ ኮንግ]]

|መንግስቲ
|[[በይጃንግ]]

|ብዝሒ ተቐመጥቲ
|1.443.497.378 (2021)

| colspan="2" align="center" style="background: #ffffff;" |[[File:China_in_its_region_(claimed_hatched).svg|200x200px]]

'''ቻይና''' (中国;中國; China) ሓንቲ ዓባይ ሃገር ኮይና፣ ኣብ ኤስያ ትርከብ። ርእሲ ከተማ ናይ ቻይና ሆንግ ኮንግ ትብሃል። ልዕሊ 1.4 ቢልዮን ሰባት ድማ ይቕመጥዋ። ቋንቋ ቻይና ድማ ይዛረቡ።ብተወሳኺ ድማ ኮቪድ-19 ዝበሃል ተላባዒ ሕማም መበገሲኡ ኣብ ቻይና አዩ:: መንግስቲ ቻይና ኣለቓ በበይጃንግ ነው።
[[Category:ሀገራት]]
1b3y1tjsvjr0w9d3omd14dp1s9khrup
ጉግል
0
5095
25990
23976
2026-07-04T01:05:44Z
Affywon
11566
25990
wikitext
text/x-wiki
{{ሓበሬታ ውድብ
|ስም = ጉግል
|መበቆላዊ_ስም = ጉግል ው.ሓ.ኩ. (Google LLC)
|ኣርማ = Google 2015 logo.svg
|መጠን_ኣርማ = 200px
|ምስሊ = Googleplex HQ (cropped).jpg
|መጠን_ምስሊ = 250px
|እግሪ_ምስሊ = [[ጉግልፕለክስ]] (ኣብያተ ጽሕፈት ትካላት) ብሓምለ 2016
|ዓይነት = ህዝባዊ
|ኢንዱስትሪ = [[ኢንተርነት]]
[[ሶፍትዌር]]
[[ሃርድዌር]]
[[ቴክኖሎጂ]]
|መሰረት = {{ዕለት|4|9|1998|ዕድመ}}
|መስረትቲ = {{Property|p112}}
|ዋና_መኣዘዚ_ቦታ = 1600 Amphitheatre Parkway
{{flagdeco|ኣመሪካ}} [[ማውንቴን ቪው]]፣ [[ካሊፎርንያ]]፣ [[ኣመሪካ]]
|ኣርእስቲ_መራሒ1 = [[ዋና ፈጻሚ ስራሕ]]
|ስም_መራሒ1 = [[ሹንዳር ፒቸይ]]
|ቦታ_ስራሕ = [[ዓለም|ዓለምለኻዊ]]
|ፍርያት = [[ዝርዝር ፍርያት ጉግል]]
|እቶት = 66,001,000,000 [[ዶላር ኣመሪካ]]
|ሰራሕተኛታት = 139,995
|መርበብ_ሓበሬታ = {{URL|https://www.google.com}}

'''QDL WON discord.gg/sharty AFFY WON ጉግል ው.ሓ.ኩ''' (ውሱን ሓላፍነት ኩባንያ) (ብ[[እንግሊዝኛ]]፦ Google LLC)፣ ናይ [[ኣመሪካ|ኣመሪካዊ]] [[ኣልፋበት (ዋኒን)|ኣልፋበት]] ቀንዲ መለስተኛ (subsidiary) ኩባንያ እዩ፣ ፍሉይ ክእለቱ ድማ ምስ [[ኢንተርነት]]፣ [[ሶፍትዌር]]፣ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትን ካልኦት ቴክኖሎጂታትን ዝተኣሳሰሩ ፍርያትን ኣገልግሎታትን እዮም። ቀንዲ ፍርያት ጉግል ተመሳሳሊ ስም ዘሎ ናይ ኢንተርነት ትሕዝቶ ምድላይ ሞተር እዩ፣ ዋላ እኳ ካልኦት ፍርያትን ኣገልግሎታትን ከምቲ ናይ [[ጉግል ድራይቭ]] (Google Drive) ቤት ጽሕፈት ተርታ ኣቕሑ፣ እቲ [[ጂመይል]] (Gmail) ዝበሃል [[ኢመይል]]፣ ናይ [[ጉግል ካርታታት]] (Google Maps)፣ [[ጉግል ስትሪት ቪው]]ን (Google Street View) [[ጉግል ኤርዝ]]ን (Google Earth) ናይ ካርታ ኣገልግሎታቱ፣ እቲ ናይ [[ዩትዩብ]] (YouTube) ቪድዮታት መርበብ ሓበሬታን ካልኦት ናይ መርበብ ሓበሬታ ኣገልግሎታትን ከም [[ጉግል መጻሕፍቲ]] (Google Books)፣ [[ጉግል ዜና]]ን (Google News) [[ተርጓሚ ጉግል]]ን (Google Translate) የቕርብ እንተኾነ።
== ታሪኽ ==
[[ፋይል:Google page brin.jpg|thumb|ላሪ ፐይጅን ሰርገይ ብሪንን፣ መስራትቲ ጉግል፣ ብመስከረም 2003።]]
ጉግል ኣብ 1998 ብላሪ ፐይጅን ሰርገይ ብሪን ዝተባህሉ ሰባት’ዩ ተመሰሪቱ። እዞም ክልተ መንእሰያት ኣብ ስታንድፎርድ ዩንቨርሲቲይ ተመሃሮ ፒኤችዲ ዲግሪ እንከለዉ’ዮም መስሪቶሞ። ላሪ ፐይጅን ሰርጊ ብሪን 14% እዚ ትካል ክውንኑ እንከለዉ፡ 56% ድማ ብ(ስቶክ ሆልደርስ)’ዩ ዝውነን።
ጉግል ኣብ 4 መስከረም 1998 ናብ ናይ ውልቂ ትካል ተሰጋገረ። ኣብ 19 ነሓሰ 2004፣ ናብ ላዕለዋይ ቤት ጽሕፈቱ ‘ካሊፎርንያ’ ዝገዓዘ ጉግል፣ ንፈለማ እዋን ናብ ህዝቢ ዝቐርብ፦ “ጉግል ፕለክስ” ዝብል ስም ተዋህቦ። ኣብ ነሓሰ 2015፣ ጉግል ነቲ ዝተፈላለየ ድሌታት ዘለዎ መደባቱ፣ ኣብ ሓደ ጠርኒፉ መደባቱ ከምዘተዓራሪ ንህዝቢ ኣፍለጠ።
ካብ ዝጠራነፍ ኣትሒዙ ቅልጡፍ ዕብየት ዘርኣየ ጉግል፣ ብሓንሳዕ’ዩ ዝተፈላለዩ መደባት ኣቕሪቡ። ዝተፈላለዩ ነገራት ደሊኻ ኣብ ጉግል ኣቲኻ ምርካብ፣ ንስራሕ ዘድልዪ ነገራት ኣገልግሎት ምሃብ፣ ፍርያት ጉግል ከም ወረቃቕቲ፣ ኢሜይል፣ ምስራዕ ምትዕርራይ መደባት፣ ማሕበራዊ መራኸቢ መስመራት፣ ብጽሑፍን ብቪዲዮን መልእኽቲ ምስዳድ፣ ቋንቋ ምቕያር፣ ካርታ ሃገራት ምሕባር፣ ዝተፈላለዩ ጽሑፋትን ኣገልግሎታትን የዳሉ።
ካብዚ ቀጺሉ ጉግል ኣብ ሞባይል ኣንድሮይድ፣ ጉግል ክሮም ዌብ ብሮውሰር፣ ክሮም ኦስን ኣብ ሞባይል ዝሰርሑ ዝተፈላለዩ ሶፍትዌራትን ኣተኣታትዩ’ዩ።
ጉግል ካብ 2010 ኣትሒዙ ክሳብ 2015 ዝተፈላለዩ ንብረት እዩ ኣፍሪዩ። እዚ ትካል ምስ ዝተፈላለየ ኤለክትሮኒካዊ ነገራት ዘፍርያ ትካላት ብምሕባር፡ ከም ሞባይልን መጉልሒ ድምጽን ኣብ ጥቅምቲ 2016 ኣቕሪቡ። ጉግል፣ ብተወሳኺ እቲ ቀንዲ ተሰካሚ ኢንተርነት ክኸውን ክኢሉ’ዩ።
ጉግል፣ ዩቱብን ብሎገርን ዝርከብዎ ኣብ ዓለም ካብቶም ዝያዳ ተጠቀምቲ ዘለዉዎ መስመራት ኢንተርነት ተባሂሉ ተጠቒሱ’ዩ። እዚ ትካል ምስቶም ፍሉጣትን ክቡራትን ትካላት ዓለምና’ዩ ዝስራዕ። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ግን፣ ኣብ ውልቃዊ ጉዳያት፣ ምውጋድ ቀረጽ፣ ዘይእመን ሜማ ወይ ሰንሰር ኣብ ዝኣመሰሉ ክስታትን ኣገደስቲ ነቐፌታትን ይቐርቦ እዩ።
ዕላማ ጉግል፦ “ኣብ ዓለም ዘሎ ሓበሬታታት ብምዕራይ፣ ንኩሉ ብማዕረ ንኽበጽሕን ጠቓሚ ክኸውንን” ዝብል እዩ።
rovdfzswaefrlb02ks8znycw3ivd7ta