ዊኪፔዲያ tiwiki https://ti.wikipedia.org/wiki/%E1%88%98%E1%89%A0%E1%8C%88%E1%88%B2_%E1%8C%88%E1%8C%BD MediaWiki 1.47.0-wmf.24 first-letter ሜድያ ፍሉይ ምይይጥ ተጠቃሚ ምይይጥ ተጠቃሚ ዊኪፐድያ ምይይጥ ዊኪፐድያ ፋይል ምይይጥ ፋይል ሜድያዊኪ ምይይጥ ሜድያዊኪ ሞደል ምይይጥ ሞደል ሓገዝ ምይይጥ ሓገዝ መደብ ምይይጥ መደብ ማዕጾ ምይይጥ ማዕጾ TimedText TimedText talk ሞድዩል ምይይጥ ሞድዩል Event Event talk ምሕዋስ ክሪሚያ 0 6556 26155 25754 2026-10-23T18:55:56Z InternetArchiveBot 7470 Rescuing 1 sources and tagging 0 as dead.) #IABot (v2.0.9.6 26155 wikitext text/x-wiki {{ሓበሬታ ወተሃደራዊ ግጭት |ስም = ምሕዋስ ክሪሚያ |ምስሊ = Crimean X (orthographic projection).png |መግለጺ_ምስሊ = መርገጺ ክሪሚያ ኣብ ዓለም |ግጭት= [[ኲናት ሩስያን ዩክሬንን]] |ዕለት = 20.02.2014-18.03.2014 |ቦታ = [[ዩክሬን]] |መስተማእዛኒታት = |ውጽኢት = |ሳዕቤናት = |መግለጺ = |ምስምስ = |ግዝኣት = |ተጋደልቲ1 = [[ፋይል:Flag of Russia.svg|20px|border]] [[ሩስያ]] |ተጋደልቲ2 = [[ፋይል:Flag of Ukraine.svg|20px|border]] [[ዩክሬን]] |ኣዛዚ1 = |ኣዛዚ2 = |ኣዛዚ3 = |ወተሃደራት1 = |ጉድኣት1 = |ጉድኣት2 = }} '''ምሕዋስ ክሪሚያ''' (ብቋንቋ ዩክሬን ''' Аннексія Криму''') ሩስያ [[ስርዓት ቭላድሚር ፑቲንኣብ እዋን ምሕደራ ፑቲን]] ንሓውሲ ደሴት ክሪሚያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ምሕዋሳ ዘመልክት እዩ <ref>[https://shotam.info/krymom-use-pochalosia-krymom-maie-y-zakinchytysia-dev-iat-rokiv-sprotyvu-okupatsii-pivostrova-v-istoriiakh-kyrymly/ «Кримом усе почалося, Кримом має й закінчитися». Дев’ять років спротиву окупації півострова в історіях киримли]</ref> <ref>[https://ctrcenter.org/uk/273599 51 молода людина зазнала політичних переслідувань з боку окупційної влади: як окупанти переслідують молодь у Криму?]</ref>። [[File:Крым, Варламов, март 2014, 18.jpg|thumb|250px|ሓይልታት ጎበጣ ሩስያ ኣብ ክሪሚያ ንዝርከብ ወተሃደራዊ ኣሃዱ ዩክሬን ሒዞም]] ዋላ እኳ እታ ሓውሲ ደሴት ኣብ ሓደ እዋን ኣካል ዝተፈላለያ ግዝኣታት እንተነበረት፡ ንመብዛሕትኡ ታሪኻ ግን ናይቲ ከባቢ ህዝቢ እያ ነይራ - እቶም ኣብ 1783 ጥራይ ብሃጸይነት ሩስያ ዝተሓወሱ ታታራት ክሪሚያ። [[ሩስያዊ ምኽባር|ሩስያ ንታታራውያን ኣባሪራ ንሩስያውያን ብሓይሊ ኣብ ክሪሚያ ኣሰረተቶም]] <ref>Alan Fisher. The Russian Annexation of the Crimea, 1772—1783. — Cambridge: Cambridge University Press, 1970. — С. 91-95, 141.</ref>። ብ1954 ክሪሚያ ብሰንኪ ባህላውን ጂኦግራፍያውን ቅርበት ናብ ዩክሬን ተሰጋጊራ <ref>{{Cite web |title=ЗАКОН СРСР «ПРО ПЕРЕДАЧУ КРИМСЬКОЇ ОБЛАСТІ ЗІ СКЛАДУ РРФСР У СКЛАД УКРАЇНСЬКОЇ РСР» 1954 |url=https://cyclop.com.ua/content/view/1082/58/1/5/#6964 |access-date=2026-02-18 |archive-date=2024-06-13 |archive-url=https://web.archive.org/web/20240613191026/https://cyclop.com.ua/content/view/1082/58/1/5/#6964}}</ref>። ኣብ 2013 ወተሃደራዊት መርከብ ሩስያ ዶብ ባሕሪ ዩክሬን ሰጊራ ኣብ ልዕሊ ጃልባ ገፈፍቲ ዓሳ ተኹሲ ብምኽፋታ ሓያሎ ዩክሬናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ሞይቶም <ref>[https://web.archive.org/web/20140715010317/http://uapress.info/uk/news/show/7824 Рибалка розповів правду про інцидент на Азовському морі]</ref>። [[ኲናት ኣብ ዶንባስ|ድሕሪ ምሕዋስ እታ ሓውሲ ደሴት ብኡንብኡ ሩስያ ኣብ ምብራቓዊ ዩክሬን ውግእ ጀመረት]]። == ከምኡውን ርአ፤ == * [[ህዝባዊት ሪፓብሊክ ዶኔትስክ]] == መወከሲታት == oo5wrkambppvdjkkc4b7iw4hfd094tx