ዊኪፒድያ tigwiki https://tig.wikipedia.org/wiki/%E1%8A%A0%E1%8C%8D%E1%8B%B3_%E1%8C%88%E1%8C%BD MediaWiki 1.47.0-wmf.11 first-letter ሜድያ ፍንቱይ ህድግ መትነፈዓይ ህድግ መትነፈዓይ ዊኪፒድያ ህድግ ዊኪፒድያ ፋይል ህድግ ፋይል ሜድያዊኪ ህድግ ሜድያዊኪ ሞደል ህድግ ሞደል ሰዳየት ህድግ ሰዳየት ከረርም ህድግ ከረርም TimedText TimedText talk Module Module talk Event Event talk እግል ነስተብህል እቱ ለሃላ እልና ገሌ ቃላት ህግያ ትግሬ-3 0 282 9108 3483 2026-07-16T00:29:04Z HDR days 1837 /* */ 9108 wikitext text/x-wiki ልብ እግል ንክሬ እሉ ለወጅበነ ገሌ ቃላት ህግየ ትግሬ-3 እብ ሙሴ በኪት። # ማጣ። እንዴ ሓለፋ ሀበ ። (ኤሕሊፉ ሂቡ ንጸላኢ) ካልኣይት ተርጀመተ ህዬ” ኣብ ፍላን እንዴ ሎሂ ሸሓን ማጤኒ “። “ኣቦ ኽስቶ እስቲ ኦቲ ሸሓኒ ሃበኒ ግዳ”። # ማጣ። ምምጣጥ ። እግለ ፕላስቲክ ማጣጥክዎ ። ነቲ ፕላስቲክ መጢጠዮ። # መጻ። ለጸልዓት መጻት ወደት እቱ። እቲ ቑስሊ ቃንዛ ገርሉ። # መጻ። ማሊሕ ገአ ። መጺጽ ኰይኑ። # መጻት። ለወለት ንኢሽ መጻት። እምባራ ገአት እቼ። ምስል ዕምራ ለኢገይስ ህግያ ትትሀጌ። እታ ቆልዓስ ውርጽጽቲ ኾይና። ምስ ዕድሚኣ ዘይኸይድ ቃላት ተውጽእ ። ለቃል “ጻ” ጭቅጥ እንዴ ኣበልካ ልትቃራእ። እቲ ቃል “ጻ” ጽቅጥ ኣቢልካ ይንበብ። # መጻት። ለወለት ማሌ ማጻት። እታ ጓል ትማሊ መጺኣ። ለቃል “ጻ” እቅልል እንዴ አበልካ ልትቃራእ። እቲ ቃል “ጻ” ኣፍኩስ ኣቢልካ ይንበብ። # እ’ገለት። ኣንስታይቲ ምራኽ። ብእብረይስጢ ፥ ዔግላ ትትበሀል ። ለሳድሳይት እሲት ንጉስ ዳውድ (ዳዊት) ስማ “ዔግላ” ትትበሀል። # እጌለት ፤ ዝኣጐለ እተበላሸወ እንቋቑሖ ። ለ “ጌ” ጭቅጥ እንዴ ኣበልካ ልትቃራእ። እቲ ‘ጌ” ጽቕጥ ኣቢልካ ይንበብ። # እግል። ምራኹት ። እብ ኣማርኛ ጥጃዎች ልትበሀል። # እግል። (to.for) እግል ፍላን ሰልም እቱ። ንኹስቶ ሰላም በሎ ኢኻ። # ዛልም፡ ቱ። ዜልማይ። ዓመጸኛ። # ዛልም ቱ። አርድ ዝላም ዛልምቱ። እብ ሂጋ ኣክለፎት ኣብዕብና ከንቴባይ ኣፍታይ ወድ ከንቴባይ ቡላ ወኣቡና እብራሂም ጣብሳ ምን ሕድ ልትሰደዶ ዐለው። ከሓቴ ዶል ኣቡና እብራሂም “በል ከንቴባይ አርድኩም ገሌ ዛልም ቱ ፧ “ቤሎ። (ዛልም ቱ ማለት # ዘኒሙ ዶ፧ ወይ ድማኒ ዛልም ዓሚጹ ዶ፧ ማለት እዩ።) ከንቴባይ ኣፍታይ ሃዬኒ”ኣባዩ ዛልም ልግባእ ወ፡ ዔደር ላቱ ቡ” (ጸላኢኡ ዓመጸኛ ይኹን ኣውሊ ጠሊ ግን ኣለዎ በሎ) ዔደር ብትግሬ ቅጣር ናይ ዝላም ቱ። ነጠብጣብ ናይ ዝናም እዩ። # ለሸም። ፍሬ ጥዑም ለተፈሬ ዕጨት ከደን። # ለሸም። ለሸሞት። ለእናስ ኣስጡሩ ላሻማ። ለከይስ (ገበል) እግላ ጣሊት እብ ለሸም ቃትላያ። እቲ ገበል ነታ ጤል ጠምጢሙ በቲ ጭዋዳዳቱ ጸቒጡ ቀተላ። ለሸሞት ፡(Constriction) # ጠዓሳ ። ሓራሙ ፡ ትናሳሓ(He asked forgiveness for his trespasses, Repentance) ። ጠዓሳ ።ጌጋሁ ኣምና። (He pleaded guilty, Changing one’s mind) # ጠዓሳ ። አልሄቶ ።(ወድሼሌ) (ያሬት) ኣልሄቶ እላ ዋዲ ምን እገብእ ወኢከሰርኮ ። # ጥዕስ። ሰሓሓት ።(Remorse) “ሰሓሓት ደጋሓ እቼ ለቤቼ እግል ኣዝቢያ ኢዓላ እልዬ” “ብጣዕሳ ተበሊዔ እቲ ገዛይ ክሸጦ ኣይነበርንን” # ዓሳ ። (Fish) ዓሳ ፡ በሓር። ለ”ዓ” ምጥጥ እንዴ ኣበልካ ልትቃራእ፤፥ እቲ “ዓ” ስሕብ ኣቢልካ ይንበብ። # እት ዓስተር ዓሳ፡፡ ኣብ ሰማይ ዘምብዩ ። ለ“ሳ”ወላ “ዓ” ጭቅጥ እንዴ ኣበልካ ልትቃራእ። እቲ “ሳ””ዓ” ጽቕጥ ኣቢልካ ይንበብ # ዓሳ ። ዓሲ ሽፍታ ። ኮብላሊ። ለ “ሳ” እቅልል፡ ወ፡ ሑጭር እንዴ ኣበልካ ልትቃራእ። እቲ “ሳ” ኣፍኩስ እሕጽር ኣቢልካ ይንበብ። # እማት። እማትና ። ኣደታትና። # እማት ። ስም ቃጥፈት ከደን ወህታ እግል ስራይ ልትናፉዕ እባ። (Traditional Medicinal Plant) (ስም ሓንቲ ቖጽሊ በረኻ ንባህላዊ መድሃኒት ዚጥቀሙላ) አዜ እንዴ እሊ ምን ብዕድ ህግያታት ለትላካማ እትና ቃላት ንርኤ። # ሼጣን ። ሼጣን ምንላ “ሳታን” (Sa-tan) ለልብል ናይ እብራይስጢ ቃል ለመጻ ቱ ። ወ ትርጉሙ “መትጻራይ “ተጻራሪ “(Resister) በሀለት ቱ ። ከእሊ ቃል እሊ ትግርኛ፤ ትግሬ ፤ ኣማርኛ፤ ግእዝ፤ ዓረብ ፤ ኢኮን። # ድያብሎስ። ክናዬት (ሳጓ) ናይ ሼጣን ቱ ። ወላ ቃል ምንላ “ዲያቦሎስ”(di-a’bo-los ) ለልብል ናይ ግሪኽ ቃል ለፈግራ ቱ። ወ ትርጉሙ “ሔምያይ” ሓማዪ “(slanderer) # በሀለት ቱ። ሔምያይ ለትባሃላ እቡ እግል ሓዋ “ረቢ ክምሰለሁ እግል ኢትግቡእ ዎክ ኣክሉ እግል ኢትግቡእ እንዴ ቤላ ቱ ምን ፍሬ እላ ዕጨት እላ ኢትብሉዕ ለቤለኩም” እሊ ቆል እሊቱ ለሔምያይ ኣተበለዩ። # ከረኩን። ቤት ሓብስ፡ (Jail) ወላ ቃል ምን ህግያ ቱርኪ(ተርኪ) ለመጻ ቱ። # ጠረጴዘት። (table) ምንላ”ትራፐዝዮን” ለብል ናይ ግርኽ ለመጻ ቃል ቱ። # ጣውለት ። “ታቮላ”ምን ህግያ ጥልያን ለማጻ ቃል ቱ ። # ሰፍረት ። ሰደቓ፡ መን ኣምር እሊ ሰፍረት ላልብል ቃል ምን ህግያ ጥልያን እንዳይ ማጻ ኢተርፍ። # ተንዱር ። ምንላ “ታንዶር “(tandoor) ለልብል ቃል ህንዲ ለማጻቱ ። “ምን ሕበዘት ዲብ ተንዱር ፍላም እት እዴ” # ቦፍተት ። ጻዓዳ ምዱዕ ፡ ኣስሊ ልባስ ። ወላ ቃል ምን ህግያ ቱርኪ(ትርክ) ተ። # ሺኦል። ሕፍረት ቃብር ዎክ ቃብርቱ (The common grave of mankind) (Heb., qe’ver) ወእብ እብራይስጢ ማ ቀ-ቨ -ር ልትበሀል። (ወላ ቃል ሺኦል ምንላ “ሳሃል” ለልብል ናይ እብራይስጢ ቃል ለፋግራቱ ቱ ። “ሳሃል “ሰኣል ሕቶ ማለት እዩ እብ እብራይስጢ።(ወእብ ህግያ ትግሬ ሀዬኒ “ሰኣል”) (Cambrige ,1811 p.148 ረኤ) ወ (Encyclopædia Britannica 1971, vol. 11, p.276) ረኤ ። ለባዝሕ ኣዳም “ሳሃል”ሺኦል ጀሃነብ ቱ ልብሎ ። ሺኦል ብ ግሪኽ “ሓደስ” ልብሎ ። “ሺኦልን ሞትን መወደእታ ክግብረሉ እዩ” ልብል ክታብ ቅዱስ። ሞት ወቀብር መከለሲ እግል ልግበእ እሉቱ” ልብል ። # ነቤዮት (ትንቢት) ። ምንላ “ናባ” ለልብል ቃል እብራይስጢ ለፈግሩ ቃል ቱ ። # ነቢ። ምንላ “ና-ቪ” ለልብል ቃል እብራይስጢ ለፋግራ ቃል ቱ ። እሊ ቃል “ና-ቪ” ለልብል ሰልፍ ክሉ ለተሀየበዩ አቡና እብራሂም (ኣብራሀም ቱ ) “ ፕሮ’ፈሚ” ህዬ ናይ ግሪኽ ቃል ክኸውን ኰሎ ነቢ ማለት እዩ። (ፕሮ ቀደም ዎክ ምን ቃደም ። ወ “ፈሚ”በል ። (Pro, “before “or“in front of”and phe-mi’,”say” (Insight page 694 ) አውኪር ወአውኪራት እግል ዮም እትሊ አትካርም ። ወምን Google ለቃዋቀልክዎ አክትበት ናቅሙ ህሌኮ። ወምን ግፍልዬ (from my journal) ለነስአክዎ ወገሌ ምን ክታብ ናፋዕ ለረከብክዎ ቱ። እለ ኢኣቤ! እሊ “ጉግል” ለልብል ቃል ምንላ “ቆቅል” ለልብል ቃል ህግያ ትግሬ ቱ ለፈግራ ኢበል ገብእ፧ ሚመስልከኩም ፧ ንሙዃኑ እዚ “ጉግል” ዝብል ቃል ካብቲ “ቆቅል” ዚብል ቃል ትግሬ ዚወጸ እዩ ክብል ዶ፧ እንታይ ይመስለኩም፧ “ሰነት ኖስ ቃርብ” “ለራስ ሲቆርሱ ኣየሳንሱ “አስክ ለራብዕ ክፋል እንዴ ጫቃምኮ እመጽአኩም ሸር ብሉሕ ወ ቅሩሕ ሸር ፡ ንጉሕ፡ ወክቱሕ ልክለአኩም፡ እብል ። lybjebiflhkjra358jkcbp0x3c80vl3 እግል ነስተብህል እቱ ለሃላ እልና ገሌ ቃላት ህግያ ትግሬ-5 0 283 9109 3497 2026-07-16T00:34:32Z HDR days 1837 /* ልብ እግል ንክሬ እሉ ለወጅበነ ገሌ ቃላት ህግየ ትግሬ-5 */ 9109 wikitext text/x-wiki == እግል ነስተብህል እቱ ለሃላ እልና ገሌ ቃላት ህግያ ትግሬ-5 == እብ ሙሴ በኪት # ወሬዘ።በጽሕ ፥መንደላይ፥ስነት ህዳይ፥ መስኒ፥ ገልገላይ፥ ሻቃላይ፥ # ወሬዘ፡ ኢሃዲ። (እለ አነ እብ ወሬዛዬ ህሌኮ ኢሃዲ ጂብ ፋርቅ አለቡ ሰላዲ # ሰላዲ) # ዛልም።ካይን፥በዓል ተሓቲት፥በዓል ዓመጽ፥ # ዛልም።ለምድር ዝላም ዛልም ቱ። # ብርክ ።ብርክ እግር ፥(ብርኪ) # ብርክ። በዓል ሰር፥ በዓል ሽርክ ፥ልፍን። # ብርክ።ነፍሱ ቃድራ፥ብርክ ፋግራ ፥ በዓል ኖስ ገብኣ፥ # ብርክ ።ብርክ ገብኣ ዎክ ጻንዓ ፥ ሓጣ፡ # ሰዓራ።ሰዓር ኣፍጋራ # ሰዓራ። ራትዓ ዲብ ቤት ፍርድ ዎክ ዲብ ዳዓወት። # ትሳዓራ። ምን ሺመቱ ትካራ ዎክ ቃንጣጣ። # ዙዕ ። ሰበብ፥ ዳዓወት፥ ነገር፥ (ዲብ ዙዕ ሃለው ሕድ ሸከው) # ዙዕ። ሕማም ቀርበት (ቆብ መስል) # ተሓላላ። ጻጋማ፥ ጃራባ፥ባጥራ፥ሰኣዬት ባትካ # ተሓላላ ።እግል ንብልዖ ተሓላላ እልና። ሓላል ገኣ እልና። # ፋላ። ዓንተር ገብኣ ። ልትካለሶ ሓግላ ። ዝገጥሞ ተሳኢኑ ። # ፋ– ላ ።ፋለኒ ። ድላ ለእላ እቤ ደግማ። (to mock, impersonating (ቅያዐ እብ ትግርኛ) ለፍደል “ፋ” ስሕብ እንዴ ኣበልካ ተግእዞ (ስሕብ ኣቢልካ ተድምጾ) # ደፋር ። ሓጥር ፥ ፈዳብ፥ ተባዕ፥ ራዲ፥ # ደፋር። እኩይ ጼና። (ሕማቅ ጨንዩ) ደፍረት ደበላ ጼና ። ደፍረት ገመል ጼና። # ቅዲት ሳቲ። ለኢፈርህ፡ ሓጥር፥ # ቅዲት ሳቲ ። ሰታይ ቅዲት ዎክ ዕጥር ዎክ ጨና ለሰቴ ክም በዓል ወዲግኒ(በዓል ቈለ ፥ በዓል ዛር፥ በዓል ውቃበ) # ፍግር።ፍግር ቤላ ፥ኣዜ ፋግራ (ሕጂ ወጺኡ) # ፍግር። ጸልዓት፥(መጐለ ኣንጭዋ)(abscess ) # ሰርታ። ባዳ፥ባዳማ፥ዖና ገብኣ (ባዲሙ ጠፊኡ) # ሰር–ታ ። ሰር ወ ሰርታ (ፍርቃ-ፈርቂ እያ) ኣትኣመሮት። ምን ቀዳማይ ክፋል ኣስክ ራብዕ ክፋል እትላ ሼለቅና (መርበብ ሓበረታና) ሓር እንዴ ኣቅበልና እግል ንርኣዮ እንቃድር ። ወ ልታላለ። 6bjdstmii1imwjqf4nr6410pho5hqwb ዐሊ ኢብርሂም ወጀብሀት ነቅፈ - 6ይ ክፈል 0 407 9107 4764 2026-07-16T00:18:43Z HDR days 1837 እለ ንኢሽ አስነዮት ተ 9107 wikitext text/x-wiki ዐሊ ኢብርሂም ወጀብሀት ነቅፈ (6ይ ወናይ ደንጎበ ክፈል) ዐብደልቃድር አሕመድ እውይ! ትዘበጠው፡’ ዲብ እምብል አስኮም ትባደርነ። ለከዝነት ምን ክፉፍ ዐሊ ምን ክትረተ ዘብጥ እንዴ ነጥረት ዲበ ዐልነ እተ አካን መጽአት። ምን ረኤከ ወዲ ስኞራ ወአድሐኖም እበ ሃብ ወጨቅጥ ናይለ ቅምብለት ምነ ዐሊ ለዐለ እተ እብ ናይ አምታር ሪም ዋድቃም ጸንሐውነ። ሐቆ መደት ምነ ዐለው እቱ ቅያብ ሰበት ፌገው ምነ ዋድቃም እተ ዐለው አካን ቀንጸው። ክልኢትነ ዲበ አካን ለዐልነ ጅማዐት ህዬ እግል ዐሊ እንዴ ቀረብነ ረኤናሁ። እብ ድንጋጽ እት ምግበ እሳት ዲብ ንትባረን እንዴ አቴነ አፍገርናሁ። ለእንጸብጡ እቡ ገሮብ ሕያይ ኢረከብነ እቱ። ገጹ ወጭገሩ እብ ሃብ ልሁፍ ዐለ። ለምን ስጋዱ ኢፈንትየ ክሹክመ ናደት ዐለት። ሸክሉ ላኪን ህለ። ሐቆ ገሌ ካልኢት ምነ ዐለ እቱ ቅያብ ሽውየ እግል ለሐሶሴ አምበተ። ‘አብሽርኩም ደሐን ህሌኮ። አነ እዘሞ ምንዬ፡ እንቱም አተላሉ ሌጠ!’ ቤለ። ሕናመ ለሓለቱ ወለቴለል ዲብ ነአትዋይን ዲበ አካነትነ ሰከክሕ እንዴ ገአነ ተውው እምቤ። ‘ወቀይኩም ሰርግሎ፡ ክምሰል እሊ ትርእዉ ለህሌክም ሐክርዬ ክቡድቱ። አብሽርኩም አተላሉ። ቴለል ክሉስ ህለ ‘ኣ….ኣ….አነ ነፍሼ እግል እራቅብ ኢቀደርኮ ነበዐኮ ሌጠ። እብ ክቡድ ሕኩር ዲብ እንቱመ ዐሊ ምስል መዐነውየቱ ወኤማኑቱ ለዐለ።’’ ቤለ ከ እንብዕ ወስርቤብ ወርሰዩ ጳውሎስ። ምን ቅያስ ወለዐል ክቡድ ናይለ ዝክርያት ደቃይቅ ሐልፈ። ምነ ሽሙም እቱ ለዐለ ስርቤብ ክምሰል ትሸበህ አተላለ ጳውሎስ፡ ‘’ላብድ አስክ ሕክምነ እግል ንንሰኡ ሰበት ዐለ እግልነ፡ ኢዮብ ፍሰሃጼን ለልትበሀል ምን ሀንደሰት ዐለ ምስልነ። ሸፈት እንዴ ወዴነ ረፍዐናሁ ወዲበ መኪነት ጸዐናሁ። ሙናድል ኢዮብ ህዬ አስክ ዕያደት እግል ለአብጽሑ ምስሉ ልትበገስ። ለወክድ ለሀይመ ለጥይራት ልሰዕ ሎሆብለ ወለክፈ ዐለየ ፡ ’’ ልዘከር ጳውሎስ። ዕንታት ወዲ ሲኞራመ ዲብለ ኬልም ኢነት ለዐለ ቴለል ክምሰለ ዐለዩ ሰወረዩ። ‘’አነ ግራሁ ሰበት ዐልኮ ለሃብ ዐሊ አብርሂም ምናድሊን እት መደት መደማር ናደው እዝ ዐሊ አርብሂም ወመለሀዩ ሕዕርመት ዐሾርም ናይለ ቅምብለት አርበዕ-ሐምስ ምትር ለገብእ እንዴ ፌተተ ለክፌኒ። እተ ዶሉ ሓለቼ ሰበት ኣመርኮ ሐሶሴኮ። ለቅምብለት እት ረአስ ዐሊ ኢብሪሂም ክምሰል ወድቀት አድሐኖምመ እበ ሃብ እንዴ ትለከፈ ገሮቡ ክምሰል ተአዘ ረኤኮ። ዲብ ዐሊ ክምሰል ቀረብኮ ሰኒ ተአሰፍኮ። ክለ ለብጥረቱ ትከተፈት። እግሩ ይህለ ወእዴሁ፡ ደንገጽኮ፡ ‘ልትፈሌ ሕናመ ታርፋም ምኑ ወኢገአነ’ አስክ እብል ገአኮ። ሰኒ ግሄኮ። እስትሽሃድ ወሐክር ብዙሕ ርኢ ምንመ አነ ናይ ዐሊ ኢብሪሂም ላኪን ፍንቱይቱ።’’ “ምነ ዲብ ደንጎበ ለተሃገዩ ከሊማት ትዘከር ገብእ?’’ ዲብ እብል ትሰአልኩዎ። “ዲብለ መደት ለሀ አክል-ሕድ ክእነ ቤለ እግል ኢበል ይእቀድር - ዲብ ድንጋጽ ወገሀይ ሽሙማም ሰበት ዐልነ። ላኪን ልትሃጌ ዐለ። ገሮቡ ክምሰል ረአ፡ ሐክሩ ሰኒ ክቡድ ክምቱ ክም ኣመረ፡ ‘ሐቴሀ ደውኒ ክእነ እት አነ እግል እዋስል ይእቀድር፡ ካርጁኒ ከሽቅልኩም አተላሉ’ ለቤሌነ እፈቅድ። ቴለሉ ለለአነብዕ ቱ። ኦሮ ነፈር ወህቱ ዐሊ ኢብሪሂም ክምሰልሁ ልብለከ ዲብ ህለ ክቡድ ቱ። ሓለቱ ቴለልነ አቅዌተነ። የምክን ‘ዎይ አነ’ እንዴ እምቤ እብ ዐቢታይነ ኢበኬነ እንገብእ፡ እብ ገሀይ ላኪን ሐረርነ ወነበዕነ። አስክ ሕክምነ ላብድ እግል ንንደኡ ዐለ እግልነ። ሕክምነ ዲብ ባካት ግዝግዘ ሰበት ዐለ እብ ሸፋግ መኪነት እንዴ ትላኬነ አስኩ ነድአናሁ።’’ ሙናድል ግርማይመ እብ ሰበትለ ኢለሀስስ ትምሳል ናይለ አምዕል ለሀ ክእነ ልብል፦ “ሽፈጎ ክምሰል ትበሀልነ ሸንጠቼ እንዴ ጸበጥኮ ምስለ ልኡክ ስዔነ ወዲበ አካን ክምሰል በጽሐነ እግል ኦሮ ነፈር ዲብ ሸፈት እንዴ ወደው ዲብ ረፍዑዎ ዲብ ጠረፍ ዲብ ለአጸግዑዎ ጸንሐውነ። ክምሰል ሐኪም ተጃርብ ዐስር ሰነት ምንመ ዐለ እዬ ክምሰል እሊ ሐክር እሊ ወከሀል ናይለ ሕኩር ላተ ኢረኤኮ። ለእሙር ሕብሩ ይዐለ፡ ገሮቡ ክሉ እብለ ሕፉን ሃብ ባሽል ዐለ። ድገለባይት እግሩ እብ ቀጢናይ ስር ተሀንጦጥል ወደሙ ጀሕ ልብል ዐለ። ቃእድ ብርጌድነ ወዲ ሲኞራ ‘እግል አድሐኖም ስፈፎ እብ ሸፋግ ዐሊ ህዬ እብለ ቶዮተ አስክ ቅላመት ንሱኡዎ’ ልብለኒ። አድሐኖም ለዐለ እቱ ናይ አፍ- ልብ ጅረሕ እብ ፕላስቲክ እንዴ ዓሸበው፡ ምስለ ዐለት ሐረከት እግል ኢልትአዜ እንዴ ቤለው ምስልነ እግል ሊጊስ አሰአለው። ‘ እግል ዐሊ ሌጠ አብጸሖ’ እንዴ ቤለ አጽበሬኒ። ክሉ ልትቀደር ለእምቤሉ ጀረብነ። ረግእ ናይለ ልውሕዝ ለዐለ ደምመ ሰበት ሰዴነ እደዩ ወእገሩ እንዴ ዓሸብነ እግል ንንሰኡ ዳሌነ። ለመደት ዐሊ ‘ማንጁስ እንዴ ቤለ ኦሮ ምን ክሊነ ለነአሸ ነፈር ነቅመ። ኦፐሬተሩቱ መስለኒ እብ ሸፋግ ሸአገዩ። ‘እግል አድሐኖም አድሄ እዬ፡ ’ ቤለዩ። ወጀዕ መሪርቱ ናይ ዐሊ ኢብርሂም ላኪን ኢከምሰልሁ። ‘ሃይ! ለትብል ዘዐት ክርን አፍገሮት ዔብተ ክምሰለ ትበሀለ ክርን ወጀዕ ኢሰምዐኮ ምኑ። ጥያራት ምን ሐዲስ ክምሰል ዶለለያነ ላኪን ዐሊ፡ ስምዐኒ ደቶር፡ አነ ሚ እግል ኢዴ እኩም ነስኡኒ ህሌኩም? ሕደጉኒ ጊሶ፡ አነ እግል እለክመኩም ቱ’ ዲብ ልብል እብ ትሉሉይ ትፋኔነ። “ለወክድ እግል ንትነፈዕ፡ እበ ቶዮተ ትሻፈግነ፡ አርወሕ ናይለ እግል አባያምነ እብ ፈርሀት ወሸቀላት ልቦም ሸርፍ ለዐለ ድቁብ ሜርሓይነ ዐሊ እብሪሂም እንዴ ጸበጥነ ትሻፈግነ…’’ ልብል ግርማይ። “ፒክ-ኣፕ ሚላኖ መኪነት፡ እግለ ምስል ታመት ብጥረቱ ወጀላሉ እንዴ ጸዐነት አስክለ ሕሊል ለአብጸሐቱ ሙናድል ዐሊ ኢብሪሂም አስክ ሕክምነ ብርጌድ እግል ነአብጽሑ ዲብ ቀበትለ ሕሊል እንዴ አቴት ዲብ ባካትለ መሓዝ ትጸገዐት’’ አተላለ ግርማይ። “ ዐሊ፡ ምነ መኪነት እብ ካምል ገሮቡ እብ እግሩ ክምሰል ኢትከረ ዲብ ሸፈት እንዴ ከማተትነ ጸዐናሁ እተ። ደሙ ዲብ ዛሬ እብ ክቡድ ወጀዕ ልትረገስ ወለሃፍት ምንመ ዐለ፡ ለዕንታቱ ላኪን ልሰዕ ድዋራተን ለአቀምተ ዐለየ። እብ ድማን ወድግለብ ለዐለ አድብር ጀብሀት ነቅፈ ልትሳረሐ ምኑ ለህለየ እት መስለ ልሰዕ ለአትቃምተ ዐለየ።” “ሐቆ እሊ ህዬ?” እት እብል ትሰአልኮ። በሊስ ናይ እሊ ሰኣል እሊ ዲብ ኦሮ ነፈር መርሔኒ። እብ ገበይ ጳውሎስ እንዴ ወዴኮ ምስል ሙናድል ኢዮብ ፍሰሃጼን እንዴ ትዋጀሀኮ ተሃጀክ ኮ። “ያቆብ፡ ዲብ ልትገምቤ እንዴ መጽአ እብ ሸፋግ በጣንየት አምጽእ ልብለኒ። ዲብለ አነ ወሙሴ ጻብጣመ ለዐልነ መኪነት፡ ሸፈት ዐለት። ለሸፈት እንዴ ጸበጥኮ ዲብ እስዔ ዐሬኩዎ። ምን ረኤኮ ዐሊ እብሪሂም እብ ክቡድ እንዴ ጀረሐ፡ ድገለባይ ክፋል ገሮቡ ይዐለ። ልባሱመ እበ ሃብ ወደቅብለ ቅምብለት ይዐለ። አላት ከብዱ ተናን ጸሊም ሰተ። ለ‘ቺካሮቭ’ ለጅንሱ ፈርዱ እበ እሳት ዲብ ኩረት ትበደለ። ትንፋሱ ላኪን ዐለ፡ ልሰዕ ሴንግ ዐለ። ለወክድ አድሐኖም፡ ‘ደሐን ህሌከ ዐሊ!’ ልብሉ ናይ በቲክ ሰእየት፡ ‘ ጊሶ! አነ ግረ እለ ሚ እግል ኢዴ እኩምቱ? ሽቅልኩም አተላሉ።’ ልብል። ኤማን ዐሊ ኢብሪሂም ቅያስ አለቡ። ዲብለ መደት ለሀ ወዲ ሲኞራ፡ ሐካይም ክቡድ ስለሕ ዲብለ ባካት (ግዝግዛ) ሰበት ዐለው አስኮም ሰዐው ልብለነ። ያቆብመ፡ ‘በል እግል ዐሊ እንዴ ጸበጥካሁ ትገበስ፡ አስተሽሀደ ምንገብእ ላኪን እብ ምስጢር ጽቦጡ፡ ’ ልብለኒ። አነ ወሰዋግ እንዴ ጸበጥናሁ ንትሀርበብ። ‘ጥያራት ልሰዕ ለሆብል ህለ እንዴ ትበው እትለ ገብአት አካን እትብጠሮ፡ ጠዋሊ ዋስሎ፡ ወለ ልዝበጣኩም በስ ገበይኩም አተላሉ፡ ’’ ንትበሀል። መኪነት እንዴ ሀረስነ እብ ሸፋግ ንትፌተት። ጥያራት ለዐውል ዐለ። ምናተ ኢበጠርነ። ዲብ ባካት ግዝግዘ ክምሰል በጽሐነ ላኪን ክርን ዐሊ አክተመት። ዲብለ ባካት ሕክምነ ቦጦሎኒ ዐለ። ሐኪም ቦጦሎኒ ስተቴስኮፕ እንዴ ወደ ፈትሸ። ልብ ዐሊ ላኪን ዑሩፍ ዐለ። ክሉ ረአሱ እግል ንእመን እቀደርነ፡ እስትሽሃድ ዐሊ ኢብሪሂም ነአክድ። “ምን ኣመረ አስተሽሀደ ምንገብእ’ ለትብል ልእከት ሰበት ዐለት ምስልነ እብ መኪነት ዲብ ኦሮ ወደግ ዐቢ ነአቴ። ምን አንፋር ክቡድ ስለሕ በዴለት እምጹእ ዐልኮ። ዲብ ድማናይ እንክር ናይለ ሕሊል፡ እበ ሐዲስ ምን አፍዐበት ለአጸአኩው ብላይ እንዴ ከፈናሁ ዲብለ ዱሊት ለዐለት ቤት አማኑ አቴናሁ። ዝክረት ሹሀደእ እንዴ ወዴነ ህዬ ደፈናሁ፡ ’’ ልዘከር ሙናድል ኢዮብ። “ብዕድ ምነ ኢትትረሰዖ!’’ ክምሰል እቤሉ ህዬ፡ ‘’ሐቴ ህሌት ለተአትፈክረኒ፡ ዲብ ድገለባይ እንክር ከሚሸቱ፡ ኦሮ ጂብ እበይኑ እንዴ ኢነድድ ተርፈ። ፈተሽናሁ ዲቡ ጀዋባት ዐለ። እንዴ አፍገርኮ ህዬ ሰለምኩው።’’ “ሐቆ እሊ ህዬ?’’ “ሐቆ እሊ ላተ፡ ግራነ ክሎም ስታፋት ደሀይ እግል ልድለው እብ ተማሞም ዐረውነ፡ ከረ ተኽለ ማንጁስ፡ ጠዊል፡ አድሐኖም ኩሎም ዲብ ግዝግዘ ንትዋጀህ።’’ አሃ ክምሰል ቤለውነ፡ ‘ዐሊ አስተሽሀደ’እምብሎም። “ሐቆሁ ላተ እስትሽሃድ ዐሊ ኢብሪሂም እምበል ናይ ቅሩብ ስታፋት ወመስኡሊን እግል መብዝሑ ሙናድል እግል ረዪም አውካድ እብ ምስጢር ቱ ስቱር ለዐለ። እስትሽሃዱ ረስሚ እንዴ ትሸረሐ ዲብ እዝን ሙናድሊን ክምሰል በጽሐ ላኪን ገሀይ መሪር ወድንጋጽ ከልቀ። ክሉ ዲበ ህለ እተ አካን አድኦመመ።፡ ተሕሪር አፍዐበት ህዬ ዐቢ ወፋሪ ፋርስ ጠልበ።’’ ***** ኮሎኔል ጋይም፡ “ዐሊ፡ ናደው እዝ ዲብ ደውሸሾት ዶር ዐቢ ለአግደ፡ ረዪም ለናደለ እተ ጀብሀት ነቅፈ እስትሽሃዱ፡ ሐላል እስትሽሃድ ቱ፡ ’’ ለቤለዩ ፈቀድኮ። እለን ዝዖታት እለን አተላሌኮ እግል ሙናድል ወዲ ሐወልቲ፡ “ዐሊ ኢብሪሂም ትሰምዕ እት ህሌከ ሚ ልትካየል እከ?’’ ክምሰል ትሰአልኩዎ፡ “ስሜት ዐሊ ኢብሪሂም እሰምዕ እት ህሌኮ፡ ጀብሀት ነቅፈ ትትረኤኒ!’’ እንዴ ቤለ ለበልሰዩ እዬ በሊስ ፈቀድኮ። ለተትዐጅብ መናሰበት ተ። ዐሊ፡ ጀብሀት ነቅፈ ምን ትትአሰስ እንዴ አምበተ እግል መደት ዐስር ሰነት ምነ ጀብሀት እንዴ ኢልትፈንቴ ናደለ። ጀብሀት ነቅፈ ሐቴ ዶል እግል ዲመ እግል ትደውሸሽ፡ ባብ ታሪከ ደብእ እት ህሌት ህዬ፡ ዐሊ ውቅል መቅደረት ወሳፍየት ማርሒት ዐስከርየት ለአርአ እቱ ወቀይ እንዴ ሰርገለ እብ ፈራሰት ወኤማን እግል ዲመ ትሳረሐ ምነ፡ አስተሽሀደ። አይወ ዐሊ አብርሂ ወጀብሀት ነቅፈ ትፈናተው። ህተ ምን መግዘም እስትዕማር አባሬት ወዐሊ አስክ ቤት አማኑ ሳፈረ። ኤረትርየ ሓዳስ 1wa48rbemqdbr94ipwkiuc29m6oc2ny